News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ...
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ...
ማኅበረ ግዩራን ዘርኢ ኢትዮጵያ (SEED)፣ ዓመት መፀ ንሓደ ወይ ሓንቲ ኢትዮጵያዊ ሰራሒ ቅያን ቁም-ነገረኛን መሪፁ ይሽልም። ናይ ሎሚ ዘበን ተሸላማይ ድማ ‘ጅግና’ ኢሉ ንዝገለፆም ኣሉላ ኣባ ነጋ ገይሩ ኣሎ። እዚ ሽልማት’ዚ ንኣሉላ ኣባ ነጋ ክዋሃብ ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕብረተሰብ ዝፋነውን ዝጣየሱን ዕጡቓት ነበር፣ ዕጥቂ ኣፍቲሕካ ...
መምህር ገብረኺዳን ደስታ ዝፀሓፍዎ እምቢታ ኣንፃር ወረርቲ ዝብል ብዋናነት ገድሊ ሃጸይ ዮሃንስ የዘንትው። ሃጸይ ዮሃንስ ንሃገራዊ ሓድነት ዘካየድዎ ቃልሲ 17 ዓማውቲ ከምኡ’ውን ንትግራይ ትግርኚ ኣብ ክልተ ዝመቐለ ክሕደት ሃጸይ ምኒሊክ ኣብቲ ...
ኣብ ሰሜናዊ ወገን ኬንያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ካኩማ፡ ኣብ መንጎ ስደተኛታትን ፖሊስን ብዝተፈጥረ ጎነጽ ብውሑዱ ኣርባዕተ ካብቶም ስደተኛታት ብጥይት ተወጊኦም። ኣሽሓት ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ደቡብ ሱዳን፡ ብሩንዲ፡ ኮንጎን ኢትዮጵያን ዝመጽኡ ...
ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ፑንትላንድ ንዝነጥፉ ኣባላት እስላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ብዝግበሮ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ 16 ኣባላት እቲ ጉጅለ ምቕታሉ ወሃብ-ቃል እቲ ስርሒት ብርጋዴር ጀነራል መሓሙድ መሓመድ ኣሕመድ ንድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ፈነወ ቋንቋ ሶማሊያ ...
ንባህላዊ መነባብሮ ህዝቢ ራያ እተንጸባርቕ “ፍርሳ” እትብል ተኸታታሊት ድራማ ኣብ መርበብ ዩትዩብ ተጻዒና ናብ ተዓዘብቲ ቀሪባ ኣላ። ንስርሓት እዛ ድራማ ብዝምልከት ንኣባላት ጉጅለ ኣዘራሪብናዮም ኣለና። ...