News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል ምስ መራሒ ኤርትራ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝገበርዎ ክልተኣዊ ልዝብ ‘ጉዳይ ክልቲኦም ኣሓት ህዝቢታት ሰላሞምን ረብሓታቶምን ብቀጻሊ ናይ ምርግጋጽን ዘለው ሽግራት ብከመይ ከምዝፍትሑ ዝነጸርሉ’ ከምዝኾነ ወ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ነቲ ውድብ ይኹን ነቲ ክልል ኣብ መንቀራቕር ኣእትዩ ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ይኹን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ ሻቐሎትን ስኽፍታን ፈጢሩ ...
ኣስመራ — ኣብ ኤርትራ ልዑል ዋሕዲ ክኢላታት ማህጸንን መወለዳንን ስለ ዘሎ፡ ነቲ ሃጓፍ ንምምላእ፡ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ጀመርቲ ሓካይምን መሕረስቲን ኣብ ዝተዋፈሩሉ ማእከላት ጥዕና፡ ነቲ ብቐረባ ምክልኻል ዝከኣል ጸገማት ባዕላቶም ክፈትሑ ከም ...
መቐለ — “ገሬ እሙን” ዝተሰምየት ፈለማ ኣብ መስኮት ቴለቪዥን ድምፂ ወያነ፡ ጸኒሓ ድማ መርበብ ዩትዩብ፡ ኣብ እትዝርጋሕ ተኸታተሊት ኮመዲያዊት ድራማ፡ ምስ ኲናት ትግራይ ኣቋሪጻ እኳ እንተ ነበረት፡ ሕጂ’ውን ቀጺላ ክሳብ ሕጂ 171 ክፋላት በጺሓ ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተሊምዎ ዝነበረ ናይ ኣደባባይ በዓል ከምዝሰረዞ አፍሊጡ። ኣብ መንጎ ኣመራርሓኡ ክፍፍል ዝገጠሞ ህወሓት መበል 50 ዓመት ምስረታኡ ሎሚ 11 ለካቲት ኣኽቢሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ...
ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ንምፍታሕ ኣብ ቀረባ እዋን ሰላማውን ፖለቲካዊን ልዝብ ንምክያድ እቶም መራሕቲ ቃል ከም ዝኣተዉ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ባዕሎም ሲኖዶስ ዝመስረቱ ሊቃነ ጳጳሳት ገሊፆም። ብዝተሓሓዝ ስምምዕ ምቁራጽ ...
ን30 ዓመታት ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ 1991 ብናጽነት መላእ ኤርትራ ድሕሪ ምዝዛሙ፡ ኤርትራ ንዝሓለፉ 33 ዓመታት ብነብሳ ክትመሓደር ክኢላን ኣኽኢላን’ያ። ነቲ መሪር መስዋእቲ ዝተኽፈልሉ ቃልሲ ንናጽነት እምበኣር ማዕረ’ቲ ...